ትሕዝቶ ምፍጣር (content creation)

digital marketing
40 ትምህርትታት (32 ቪድዮታት)
$199.00
39 ምርኣይ 1 ርእይቶ ርእይቶ ጸሓፉ

🎬 ትሕዝቶ ምፍጣር (content creation) — መእተዊ ቪድዮ

እዚ ናይ ትሕዝቶ ምፍጣር (content creation) መእተዊ ቪድዮ ተዓዘቡ

ብዛዕባ እዚ ኮርስ

ኣብ ሶሻል ሚድያ (TikTok, YouTube, Facebook) ዝማርኽ ትሕዝቶታት ብምስራሕ ሰዓብትኻ ክተዛይድን ሓሳብካ/ክእለትካ ናብ እቶት ክትቅይርን ትደሊዶ? እዚ ኮርስዚ ካብ ምምንጫው ማራኺ ሓሳባት፣ ስክሪፕት ምጽሓፍ፣ ምቕራጽን ቪድዮ ኤዲቲንግን ኣትሒዙ ክሳብ ብሶሻል ሚድያ እቶት ዘእቱ ሞያዊ ብራንድ ምህናጽ ብተግባር ዘምህር ምሉእ መምርሒ እዩ!
40
ጠቕላላ ትምህርትታት
32
ናይ ቪድዮ ትምህርትታት
1
ልቢ / Likes
39
ምርኣይ
6
ናይ ወርሒ ኣጠቓቕማ
✓
ምስክር ወረቐት

እዚ ኮርስ ምምዝጋብ የድልዮ እዩ

ኩሎም 40 ትምህርትታት ንምርካብን ናይ ትምህርቲ ጕዕዞኹም ንምጅማርን ነዚ ኮርስ ዓድጉ። ናይ 6 ወርሒ ኣጠቓቕማ ምስ ናይ ውልቀ ምክትታል (mentorship) ክወሃበኩም እዩ።

ተመዝገቡ (Login) — $199.00

ናይ ትምህርትታት መርኣያ

እዚ ኮርስ 40 ትምህርትታት (32 ቪድዮ) የጠቓልል።

ምሉእ ትምህርትታት ንምርኣይ ተመዝገቡ

ርእይቶታት ተማሃሮ

1 ርእይቶ

ርእይቶኹም ጸሓፉ

N
naty Sep 22, 2026
test