ናይ ዲጅታል ዓለም ሞያታት ብኦንላይን ምምሃር ንማሕበረሰብ ትግርኛ ተዛረብቲ — ምስ ውልቃዊ ክትትልን ምስ ምስክር ወረቐትን።
ናይ ማይንድሽፍት ሃብ ኣካዳሚ ሓጺር መግለጺ
ኣብ ማይድሽፍት ሃብ ኣካዳሚ (MindShift Hub Academy)፡ ፍልጠት ምስ ግብራዊ ናይ AI፣ ዲጂታል ማርከቲንግን ውልቃዊ ምዕባለን ክእለታት ኣሳሲና፡ ንዓኻን ንማሕበረሰብናን ብቑዕን ዕዉትን ክንገብሮ ንሰርሕ። ናይ መጻኢ ጉዕዞኻ ሎሚ ይጅምር!"
ሓደ ፕሮግራም ምረጽ እሞ ናይ ለውጢ ጉዕዞኻ ሎሚ ጀምር
ነፍሲ ወከፍ ትሕዝቶ ምሉእ ብምሉእ ምስ ተረዳእካ ጥራይ ናብ ዝቕጽል ትሰጋገር — ዓሚቕ ምርዳእን ሓያል ሞያን ንምህናጽ።
ካብ ተሞክሮ ዘለዎም ክኢላ መምህራን ቀጥታዊ ናይ ውልቃዊ ስልጠና ናይ ምርካብ ዕድል — ዓወትካ ዕላምናዩ።
ትምህርትኻ ምስ ወዳእካ ኣብ ናይ ስራሕ ዕዳጋ ዝፍለጥ ዓለምለኻዊ ምስክር ወረቐት ትቕበል።
ኩሉ ትምህርቲ ብትግርኛ ቋንቋ — ናይ ዓለምለኻዊ ዲጅታል ክእለታት ብዘይ ናይ ቋንቋ ዕንቅፋት ምምሃር።
ንዓኻ ምቹእ ኣብ ዝኾነ ግዜ ምምሃር — ዝኾነ ሃገር ካብ ዝርከብ ብኦንላይን ምምሃር ይክኣል።
ሞያዊ ክእለትን ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢን ብምጥምማር — ምሉእ ለውጢ ሂወት።
ሓደ ፕሮግራም ምረጽ እሞ ናይ ለውጢ ጉዕዞኻ ሎሚ ጀምር
ብዕለት 01/10/2024 ዓ.ም.ፈ ብወግዒ ስርሑ ዝጀመረ ማይንድሽፍት ሃብ ኣካዳሚ፣ ነቲ ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከብ ትግርኛ ተዛራባይ ማሕበረሰብ ምስ ዘመናዊ ናይ ቴክኖሎጅ፣ ቃንቋ እንግሊዘኛን ዲጅታል ክእለታትን ንምትእስሳር ዝዓለመ እዩ።
ኣብዚ ሓጺር ግዜ ልዕሊ 11 ዓይነት ሞያታትን ስልጠናታትን ብምድላው ቅልዕሊ 500 ተምሃሮ ሓቚፈ ዝርከብ፣ ኣብ ስነ-ልቦናዊ ምሕዳስን ውልቃዊ ብቕዓትን ዝተሰረተ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ዘምጽእ ናይ ለውጢ ማእከል እዩ።
ንትግርኛ ተዛረብቲ ዘመናዊ ስልጠናታት ዲጅታል ማርኬቲንግ፣ ቃንቋ እንግሊዘኛን ስነ-ልቦናዊ ስልጠናታትን ብምቕራብ ኣብ ውልቃዊ ህይወቶምን ሞያዊ ስርሖምን ስርታዊ ለውጢ (Mindset Shift) ከም ዝፈጥሩ ምግባር እዩ።
ተሞክሮ ዘለዎም ኣሰልጠንቲ ዘምርሕዎ ናይ ለውጢ ጉዕዞ

ብሞያ ኮምፒውተር ሳይንስ ዝተመረቀ ኮይኑ፣ ኣብ ውልቃዊ ዕብየትን ቢዝነስን ልዕሊ 6 ዓመት ተመክሮ ዘለዎ ብሉጽ ኣሰልጣኒ እዩ።

ካብ ኣክሱም ዩኒቨርሲቲ ብኮምፒውተር ሳይንስ ዝተመረቀ ኮይኑ፣ ኣብ ዓውደ ውልቃዊ ዕብየትን ቢዝነስን ልዕሊ 12 ዓመት ዘለዎ ዓሚቕ ተመክሮ።
ዝተሃነጸ ናይ ሞያ ጋንታ — ብሓላፍነትን ብፍቕርን ንዓኻ ዝሰርሕ

.png)

.png)

.png)

.png)
ናይ ሓቂ ለውጢ — ካብ ናይ ሓቂ ሰባት
ኣብ ሓሳብካ ዘሎ ሕቶ ዝርአዮ ምናልባሽ ኣብ ታሕቲ ኣሎ
ዝኾነ ሕቶ ወይ ደገፍ ንምርካብ ርኸቡና — ኩሉ ግዜ ኣብ ምግልጋልኩም ንርከብ