CapCut ቪድዮ ኢዲቲንግ

computer
1 ትምህርትታት (0 ቪድዮታት)
$149.00
11 ምርኣይ 0 ርእይቶ ርእይቶ ጸሓፉ

🎬 CapCut ቪድዮ ኢዲቲንግ — መእተዊ ቪድዮ

እዚ ናይ CapCut ቪድዮ ኢዲቲንግ መእተዊ ቪድዮ ተዓዘቡ

CapCut PC Video Editing: ብኮምፒውተር ፕሮፌሽናል ቪዲዮ ኤዲቲንግ

ብዛዕባ እዚ ኮርስ

ቪዲዮታትካ ናብ ላዕለዋይ ብቀሊሉ ከተዕብዮም ትደሊዶ? እዚ ኮርስ እዚ ብኮምፒውተር (CapCut PC) ተጠቒምካ ብቐሊሉን ብቕልጣፈን ጽሬቶም ዝሓለዉ ፕሮፌሽናል ቪዲዮታት ብከመይ ከም እተዳሉ ዘምህር እዩ። ንማሕበራዊ ሚዲያ (TikTok, YouTube, Reels) ወይ ንንግዳዊ ዕላማ ዝኾኑ ማራኺ ቪዲዮታት ናይ ምድላው ክእለት ብተግባር ተመሃር!
1
ጠቕላላ ትምህርትታት
0
ናይ ቪድዮ ትምህርትታት
0
ልቢ / Likes
11
ምርኣይ
6
ናይ ወርሒ ኣጠቓቕማ
✓
ምስክር ወረቐት

እዚ ኮርስ ምምዝጋብ የድልዮ እዩ

ኩሎም 1 ትምህርትታት ንምርካብን ናይ ትምህርቲ ጕዕዞኹም ንምጅማርን ነዚ ኮርስ ዓድጉ። ናይ 6 ወርሒ ኣጠቓቕማ ምስ ናይ ውልቀ ምክትታል (mentorship) ክወሃበኩም እዩ።

ተመዝገቡ (Login) — $149.00

ናይ ትምህርትታት መርኣያ

እዚ ኮርስ 1 ትምህርትታት (0 ቪድዮ) የጠቓልል።

ምሉእ ትምህርትታት ንምርኣይ ተመዝገቡ

ርእይቶታት ተማሃሮ

0 ርእይቶ

ርእይቶኹም ጸሓፉ

ገና ርእይቶ የለን — ቀዳማይ ኩኑ!